ተዓፅዩ
ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተጠቀሰ ረቃሒ ኣማሊኡ ኣብዑር ከቅርበሉ ዝኽእል ካብ ዉልቀ ይኩን ካብ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ክዕድግ ይደሊ ዕድመ ማእኸላይ ካብ 6ተ ዘይበልፅ ትሕዝቶ ሰዉነቱ ሙሉእ ጥዕና ሙሉእ ክብደቱ ልዕሊ 300 ኪግ ስጋ ምስ ዓፅሙ ስጋ ብዘይ ዓፅሙ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ