ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ናይቲ ወረዳ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ፅገና ፕላንት ማሽነሪ ኣገልግሎት ዝህብ ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ዞባ ጣብያታት ፖሊስ ንዝተተሓዙ ተጠርተርቲ እስራት ምግቢ ሻሂን ባንን ንምቅራብን ዓመተዋ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ