ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት እትውዕል ካሜራ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 4, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፅርየት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 4000, ኤሌክትሮኒክስ 10000, ፅርየት ኣቁሑት 1000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0)162.60 (0)
179.63 (-0.56)181.43 (-0.57)
24 (0)24.29 (-0.01)
9.73 (0.01)9.83 (0.01)
1.01 (-0.01)1.02 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2019
s