Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ UIIDP Budget ናይ ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ