Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት / ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2013 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ