Closed
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10.000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ