Closed
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :ዘይትን ቅብኣትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ዝወፀሉ መዓልቲ