Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ