Closed
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳሒ አቁሑት :ኤለክትሪክ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ብቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ አማልእኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2010 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2010 4:10 ቅ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ