ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቁሑ(Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሕታት ፅሕፈት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡አቁሑት ቢሮ ፡ናዉት ትምህርቲ ፡መሳርሕ ህንፃ ፡ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል፡ ሞተር ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል ፡ስፔር ፓርት መካይን፡ መድሓኒት እንስሳ ፡አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ 2ይ ዙር ዕደጋ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሽራሮ ን 2008 ዓም ንቲ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒከስ፣ ዕጥቅታት ስፖርት፣ ጨርቃ መርቂ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ናይ ፅሬት አቁሑትን፣ ፈርኒቸርን ፣ኤለክትሪክ አቁሑትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲጉ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ25.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019