Closed
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2009 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 1ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት ደቀቀቅቲ አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ