Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት): ሕትመት ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ