Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መገንፀሊ ንዓብይ ዓዲ መንገዲ ክሳብ ናይ ዓይደር መፈላለይ መንገሲ ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሚድያንናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ