Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተኽሊ ምልማዕ /ግሪነር/ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ