ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡አቁሑት ኤለከትሮኒክስ ፡ናይ ሕትመት ስራሕቲ፡ ናይ ንህቢ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግን ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ካብ መቐለ መሰቦ ሲምንቶ ፋብሪካ ናብ ወረዳ መረብ ለኸ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጋዓዕዝን ከምኡዉን ንቤት ፅሕፈት ገጠር ልምዓት ሕርሻን ቀለብ ወይድማ መኖ ናይ እንስሳ ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019