ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተወሳኺ ኣንብብ : ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 2018ዓ/ም ንናይዕቀባ ሓመድን ማይፖን ፈልሲ ጣብያ - ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ : ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ : ንፈልሲ ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ዝራእቲ : ንስነ መዓዛ ካብ 45 ማዓልቲ ዝገበራ ጨቓዊት ደርሁ ብምልክታጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዝተፈላለዩ መዓልቲ ይዕፀው በቢ ሎቱ ይፈላላል
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንዝተፈላለዩ መዓልቲ ይክፈቱ በቢ ሎቱ ይፈላላል
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳና ካብ ናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ፡- ናይ ኢ/ማቴሪያልን ማይ ኣቁሒትን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/001/25 2. ናይ ፈልሲ ጣብያ ናዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/A/G/002/25 3. ናይ 45 መዓልቲ ጨቃዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/003/25 4. ናይ ዉፅኢት ማዕድን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/004/25 ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s