Closed
አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ