ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ዮቴክ ህንፃን ዝርከብ ናይ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዘለው ንብረታት ናብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ፊት ንፊት ደደቢት ፍትሓዊ ልቃሕ ዝርከብ ህንፃ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታትን /መፅዓንን መውረድን/ ንምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ