ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ምምዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሐፀቦ መደቦ ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላትን ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሚሪናን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
s