ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት DRDIP ብዝተረከበ ድጋፍ በጅት ንምስራሕ ካብ ጠብያ ሰደር ናብ እንዳሰሰዉ መሰጋሪ ድልድል ሓድሽ ህንፃ ክህነፅ ስለዝተደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብናይ መንገዲ ስራሕ ፍቃድ RC ወይ ናይ ህንፃ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ሙሉእ ስራሕ ንምስራሕ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ሙሴ ጥዕና ጣብያ ሐደ ብሎክ ምርመራ ክፍሊ ኦፒዲ በዓል ኣርባዕተ ክፍሊ ንምህናፅ ስለዝተደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ60,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
s