ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከቡ ጣብያታት ዘራክብ መንገዲ ማለት እዉን ምስ ማእከል ወረዳና ንምርካብ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልም ካብ ከተማ ሸራሮ ምስ ጣብያ ለምለም ዘራክብ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብመንገዲ ስራሕቲ ተኮናተርቲ ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃን ኮንስትርክሽንን ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
s