ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ (ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ ቻርጀር በዝሒ 01 WIFI TP –LINk በዓል 3ተ ኣንቴና 01)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ