ተዓፅዩ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2011 ዓ/ም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ዝኮኑ ፃዕዳ ጣፍ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ