መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈልሲ ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ