ተዓፅዩ
ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ነቲ ትካል ዘገልግል ዳታ ቤዝ ሶፍትዌር( Data Base Software ) ከስርሕ ስለዝደሊ እቲ ትካል ብዝደልዩ መልክዕ ሰሪሕኩም ከረክብ እትክእሉ ተጫረቲ ስዒቡ ዘሎ Specification መሰረት ብምርአይ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ