ግልፂ ጨረታti
Closed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግታት 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት 3 ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን 4 ንዓብይ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ