ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ