ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ንብረት ዝፀዓነ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡውን ባዶ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ናብ መቐለ ደረቅ ወደብ ብተወሳኺ ድማ ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ ውቅሮ፣ ካብ ውቅሮ ደረቅ ወደብ ናብ መቐለ ደረቕ ወደብ ብጨረታ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ