ተዓፅዩ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ብቅዓት ዘለዎም ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ዝሓዘ ኮንቴነር በዓል 20 ጫማን በዓል 40 ጫማን ኮንቴነራት ካብ ደረቅ ወደብ መቀለ ናብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ንምብፃሕን ምስተራገፈ ባዶ ኮንቴነር ካብ ሲምንቶ ፋብሪካ መሰቦ ናብ ደረቀ ወደብ መቀለ ከመላልስ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ