Closed
ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ከምኡ እዉን ከሰም ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2012 9:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 17, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ