ተዓፅዩ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019