ተዓፅዩ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፥ፅሬት ኣቑሑን፥ ህንፃ መሳርሒን ናይ ተሽከርከርቲ ጎማ መኪና ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500
ዝወፀሉ መዓልቲ