ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ