ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 159.97 (0) | 161.57 (0) | |
| 184.27 (-0.03) | 186.11 (-0.04) | |
| 24 (0) | 23.92 (0) | |
| 9.72 (0.02) | 9.82 (0.02) | |
| 1.01 (-0.01) | 1.02 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ሓምለ 29, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ