አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36-AFRDEV HAND PUMPS with all accessories,cylinder,rod 45m head assy.pvc riser pipe-45m,rop 94m,Spanner,fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc.ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ