ተዓፅዩ
ትካልና ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስትራ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፁ ኢንጀክተር በዝሒ 6 ኤሌክትሪክ ኬብል በዝሒ 6 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 7, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ