ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ