ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ማህተም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ እቅሑት ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ባህር ዛፍ፣ ከባቢያዊ ማተርያል ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ናይ ኢነርጂ መሳርሕታት ሞልድ ፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ፣ ክራይ ትራክተር፣ ዘርኢ ናይ ሳዕርታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2012 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019