ተዓፅዩ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኦዲት ክግብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኦዲት ፍቓድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ ( CPV,PCPV,JV SALE, INVOICE AND CRV ) በዝሒ 18

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል ማተርያል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ብርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ 4 ሺሕ በዝሒ ዘለዎም ማንትራክ ጎማ 2 ሚኢቲ በዝሒ ዘለዎም ባትሪታት ማንትራክ ብቁፅሪ 2 መኢቲ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ወ/ሮ ኣኽበረት ገ/ፃዲቕ በትግራይ ክልል ቃፍታ ሑመራ ወረዳ ባሕሪ ሰላም ኣከባቢ የሚገኝዉዉና 600 ሄክታር የሰሊጥ እርሻ ልማት ማቓቃምያ /ማስፋፍያ ከኢ/ያ ልማት ባንክ የወሰዱትን ብድር ገንዘብ ወቅቱን ጠብቀዉ ተመላሽ ባለመድረጋቸዉ ምክንያት የ 30 ቀን ሕግ ማስጠንቀቅያ ተሰጥዋቸዉ መክፈል ስላልቻሉ ባንኩ በኣዋጅ ቁጥር 97/90 እና 98/90 በተሰጠዉ ስልጣን መሰረት የሐራጅ እርምጃ መዉሰድ ያስእለዉ ዘንድ ፕሮጀክቱ በጊዚያዊነት በመረከብ በኣዲስ ዘመን ጋዜጣ የሓራጅ ማስታወቅያ ኣዉጥቶ የነበረ ሲሆን በሃገሪቱ በተከሰተዉ ኮረና ባይረስ ወረርሽኝ ምክንያት የሓራጅ ስነ-ስርዓቱ ተሰርዛል ስለሆነም በቀጣይ የሓራጅ ሂደት እንደሚከናወን ድረስ የእርሻ መሬቱን በማከራየት ገቢዉ ከተበዳሪዉ ዕዳ እንዲቀነስ ለማድረግ እንዲችል የኣንድ የምርት ዘመን ማለትም ለ 2012/2012 የምርት ዘመን ብቻ ማከራየት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1/4
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019