ኣብ ኮሙሽን አብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ናይ ፅሬት ሃለቅቲ መሳርሒን ብጭረታ አወዳደሩ ንብረት ክገዝእ ስለ ዝደሊ ብተወሳኪ ድማ ንሕደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንትሃነፅቲ ዝምግብ /ዝቅልብ / ነጋዳይ ብጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግን ክንምግብን ስለዝለይና ዝስዕብ ረቆሒ እተማልአኡ ነጋዶ ክትዋደደሩ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ