ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019