Closed
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ማለት ኣብ ትሕቲ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ናይ ተምሃሮ ናውቲ ትምህርትን ናይ ስፖርት ክዳውንትን ዕጥቅን ዘቕምጥሉ ብረት ሎከር (ብረት ቁም ሳጥን) ፋብሪኬትድ ዝኾነ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ