ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ዕዲጊት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንስራሕቲ ሕትመትን : ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን ዝዉዕል ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንሕትመት 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / : ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን 20000 /ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15000 ቅርሺ : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 8000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ: ኣቅሑት ሕትመትን 5000 ቅርሺ: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማህበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን ኣቅሑት :ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት 20000 : ንፈርኒቸር 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዘመን ንቤት ትምህርትና ግልጋሎቶ ዝውዕሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ፈርኒቸር) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2016 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኣብ ፕሮግራም UIDP ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድትን ምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም UIIDP ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲን ሎት 2 ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲን 30,000 ሎት 2 ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት 30,000/ ሰላሳ ሽሕ ብር/
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s