ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ3 3ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 5ተ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ