ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸራት/ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 28, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ዝተፈላለየ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መሳርሒ ፅሕፈት ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 15000 : ፈለሲ ተክሊ 15000 : ናይ ኣቅሑት ጀነሪተርን 5000 : ናይ ፋርጎ ማሽን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s