ተዓፅዩ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ