Closed
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ጨንፈር መኾኒ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ መሳርሒ ህንፃ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ