ተዓፅዩ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት Aluminuim Tublar Frames ፣ Ega sheet 4000,04mm ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ