ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን :ፕሪንተርን : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኦፊስ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮምፒተርን ፕሪንተርን 5000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ናዉቲ ኦፊስ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት