ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ካብ 2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት10000 ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ